ናብ ሃግራዊ ባይቶ ምብጻሕ
ሃገራዊ ባይቶ ንዓኻ ክትዓትን ሓተታታትን ክትበጽሕ እትደልይ፡ ተመሪሕካ ዑደት ክትከይድ ወይ ኣብ መጽናዕታዊ ምብጻሕ ክትሳተፍ ክፉት እዩ።
ናይ ሃገራዊ ባይቶ ኣዳራሽ ኣብ ሄልገኣንድስሆልመን ኣብ ማእከል ስቶክሆልም እዩ ዝርከብ። ትኽክለኛ መእተዊ ረኺብካ ክትበጽሕ ከለኻ እቲ ክትሓስበሉ ዘለካ ኣገዳሲ ዝኾነ ነገር ሕሰበሉ።
ብዛዕባ ስራሕ ሃገራዊ ባይቶ ስራሕ ሕቶታት መልሲ ትደልይ’ዶ ወይ ኣብ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ክፍሊ ምኽሪ ዝካየድ ክትዕ ክትበጽሕ ትደልይ’ዶ? ናይ ሃገራዊ ባይቶ ናይ ርክብ ሓበሬታት ኣብ ታሕቲ ይስዕብ።
ሃገራዊ ባይቶ ንዓኻ ክትዓትን ሓተታታትን ክትበጽሕ እትደልይ፡ ተመሪሕካ ዑደት ክትከይድ ወይ ኣብ መጽናዕታዊ ምብጻሕ ክትሳተፍ ክፉት እዩ።
ናይ ሃገራዊ ባይቶ ኣዳራሽ ኣብ ሄልገኣንድስሆልመን ኣብ ማእከል ስቶክሆልም እዩ ዝርከብ። ትኽክለኛ መእተዊ ረኺብካ ክትበጽሕ ከለኻ እቲ ክትሓስበሉ ዘለካ ኣገዳሲ ዝኾነ ነገር ሕሰበሉ።
ብዛዕባ ሃገራዊ ባይቶን ሕብረት ኤውሮጳን ሕቶ ጭብጥታት ምስዝህልወካ ምስ ናይ ሃገራዊ ባይቶ ሓበሬታ ርክብ ግበር። እቲ ዝርርብ ካብ ክፍሊት ነጻ እዩ።
ስሩዕ ናይ ተለፎን ግዜታት ካብ ሰኑይ–ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9–12 ቅድሚ ቀትርን ካብ ሰዓት 1–ክሳ 3 ድሕሪ ቅትርን እዩ። ናይ ተለፎን ሰዓታት ኣብ ሓጋይን ኣብ ቅድሚ በዓላትን ድሩት እዩ።
ውድባዊ ፖለቲካዊ ውጥን ወይ ርእይቶታት ምስዝህልወካ ምስ ሰልፍታትን ኣባላትን ኢኻ ብቐጥታ ትውከስ። ናይ ሃገራዊ ባይቶ ሰልፍታትን ኣባላት ባይቶን ናይ ርክብ ሕበሬታት:
ኣብ’ቲ ዲያሪ ህዝባዊ ሰነዳት ክትደሊ ትኽእል ኢኻ
እንድሕር ህዝባዊ ሰነዳት ክትጠልብ ደሊኻ ምስ መዝገብቲ ርክብ ክትገብር ትኽእል ኢካ።
ስሩዕ ክክፉት ሰዓታት: ካብ ሰኑይ–ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9–ክሳብ 11.30 ቅድሚ ቀትርን ካብ ሰዓት 1–ክሳብ ሰዓት 4 ድሕሪ ቀትርን። እቶም ክፉታት ሰዓታት ኣብ ሓጋይን ኣብ ቅድሚ በዓላትን ድሩታት እዮም።